ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዖም።
ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዕላዊ…