Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኢዮቤልዩ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ዑደት ምግባሮም ገሊፆም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ መሬት ክሳብ ህዋ ዘለው መረዳእታታት ብምትንታን ስራሕቲ ምርምር ዘካይድ ትካል ምዃኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ስርዓት ፍትሐ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምውዳድ ኣፈፀምቲ ትካላት እቲ ዓውዲ ወሳኒ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ስርዓት ፍትሐ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምውዳድ ኣፈፀምቲ ትካላት እቲ ዓውዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም። መበል 19 ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነሮች ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልልን "ኣቢያተ ህንፀት…

ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ካብ ጎንደር ናብ ባህርዳር 18 ሰባት ፅዒና ትጉዓዝ ዝነበረት ሚኒባስ ኣብ ጥቓ ንኡስ ጣብያ ይፋግ ምስ ደው ኢላ ዝነበረት ኤፍ ኤስ ኣር መኪና ብምግጫዋ እቲ…

ኣብ 24 ትካላት ዝተሃነፁ ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍሊታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ 10 ትካላት ፌደራል፣ ኣብ 12 ርእሰ ምምሕዳራት ክልላትን ክልተ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ከተማን ዝተሃነፁ 24 ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍልታት ሎሚ ኣመሪቑ። እቲ ሚኒስቴር ኩሎም ስማርት ክፍልታት ሎሚ ብተመሳሳሊ…

ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ መርኣያ በዓል ራኢ መራሒ ኢዩ – ኣምባሳደር ኣዘርባጃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ሩስላን ናሲቦቭ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቕልጡፍ ናብ ተግባር ምእታዉ መርኣያ ቆራፅን በዓል ራኢን መራሒ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ እቶም ኣምባሳደር መዓልቲ ናፅነት ኣዘርባጃን ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 15 መዓልቲታት እናተኻየደ ዝቐነየ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ 2017 ዓ.ም ተዛዚሙ፡፡ ዋና ፀሓፊ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤…

እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ እንቋቑሖ ንምርግጋዕ ኣብ ዕዳጋ ሰንበት እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘካየዶ መፅናዕቲ ዕዳጋ ሓደ እንቋቑሖ ካብ 20 ክሳብ 21 ብር…

ሓደጋታት ብርእሰ ዓቕሚ ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዘደልዮም ክፋላት ሕብረተሰብ 86 ሚኢታዊ ንኽንኪ ምግባሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተኽለ ማርያም (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብታ ሃገር…

ዓምዲታት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣጠቓቕማ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ምጉልባት ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዓምዲታት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣብ ምቅልጣፍ ዕዙዝ ረብሕኡ ዕዙዝ ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም፡፡ ተመራማሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቆስጠንጢኖስ በርሀተስፋ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ኣርቴፊሻል…