“የመደመር መንግሥት” ዘይተኸዶ መገዲ ምጉዓዝ ይመርፅ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) “የመደመርመንግሥት” ዘይተኸዶ መገዲ ምጉዓዝ ይመርፅ ኢሎም፡፡
ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ 'የመደመር መንግሥት' ዝተብሃለ መፅሓፍ ትማሊ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ እቶም ቀዳማይ…