ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒኩሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ቆራፅ ኢያ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ንምምፃእ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኒኩሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ቆራፅ ኢያ ኢሎም።
ኣብ ኦስትርያ ቬና እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 69 ዓለም ለኸ ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ…