Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጣሊያን ዝነበሮም ፃንሒት ዕዉት ነይሩ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጣሊያን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ስምምዕ ዝተገበረሉ ዕዉት ፃንሒት ከምዝነበረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ መዘነኦም ጂኦርጂያ…

እስራኤልን ሶሪያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ምስሕሓብ ንምህዳእ ዘኽእል ዘተ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሶሪያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ምስሕሓብ ንምህዳእን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘለዉ ጎንፅታት ደው ንምባልን ዘኽእል ዘተ ከምዘካየዳ ተገሊፁ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ቀጣና ማእኸላይ ምብራቕ ንዓመታት ብተፃይነት ዝፀንሓ ከልቲአን ሃገራት ርክበን ንምሕዳስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮም ብቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኒ ዝተገበረሎም ኣቀባብላ

‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ነዊሕ ዘበን ዝገበረ ምትእስሳር ንምጥንኻር ናብ ሮም ብምኻድ ብቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኒ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም መራሕቲ ኣብ ምትግባር ዝርከብ ኣፈፃፅማ ምትሕብባር ብምግምጋም ኣብ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር…

ህዝቢ ዝእከበሎም ቦታታት ካብ ትንባኾ ናፃ ናይ ምግባር ፃዕሪን ውፅኢቱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ዝእከበሎም ቦታታት ካብ ትንባኾ ናፃ ንምግባር ብዝተገበረ ፃዕሪ እወንታዊ ውፅኢቱ ከመዝመፅአ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቁፅሪ ኣዋጅ 1112/11 ምምሕዳርን ምግብን መድሓኒትን ተቓላዓይነት ትንባኾ ዘይጥቀሙ ወገናት…

ኢንሳ ሰብ ተውህቦ ሰገናት ኣብ ስልጠና ሳይበር ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን(ኢንሳ) ሰብ ተውህቦ ሰገናት ኣብ መርሃ ግብሪ ቻሌንጅ ሰመር ካምፕ ሳይበር ታለንት ንክኝዝገቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኢንሳ ኣብ ዝሓለፊ ሰለስተ ተኸታተልቲ ዓመታት ብዓውዲ ሳይበር ድሕንነት ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎም…

ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ምዕባይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ሚኢታዊ ንምብፃሕ እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ማይ ኢነርጂ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ኣብዚ ዓመት ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ…

ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኽብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሻምፒዮን ዝኾነት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኸብር ኣላ፡፡ ክለብ መርሲሳይዱ ሊቨርፑል ኣብ ኣንፊልድ ጎዳናታት ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ኣብ መበል 20 ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዓወታ…

መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 31 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረን 2 ብ 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። መቐለ 70 እንደርታ ናይ ምስዓር ሸቶታት ብቦና ዓሊን ያሬድ ብርሃኑን እንተመዝግቡ÷ ስዕረት ንስሑል ሽረ ካብ ስዕረት ዘየናገፈት…

ስራሕቲ ምምሕያሽ ፅርየት ቡን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ክልላት ሓዊሱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውህሃድ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ምስ ተዋሳእትን መዳርግቲ ኣካላትን መድረኽ ምንቅስቓስ እናካየደ ምዃኑ ምክትል ዋና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፔይትሮ ሳሊኒ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዌብልድ ግሩፕ(Webuild Group) ፔይትሮ ሳሊኒ ኣብ ሮም ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ፔይትሮ ሳሊኒ ይሳተፈሎም…