ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 5 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንዲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙዋ ሰባት ቁፅሮም 5 ሚሊየን 20 ሺሕን 359 ከምዝበፅሐ ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ህንዲ ዝተመዝገበ ቁፅሪ፥ ብብርኪ ዓለም በቲ ቫይረስ ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት ኣብ መበል ካልአይ ደረጃ ዝሰርዓ ኢዩ። ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 65 ሺሕን 486…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ በቀለ ገርባን ንኽራኸቡ ዘቕረቡዎ ስምዕታ ስዒቡ እቲ ኣፈፃፅማ ንምርኣይ ብመሰረት ዝተውሃበ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ በቀለ ገርባን ንኽራኸቡ ዘቕረቡዎ ስምዕታ ስዒቡ እቲ ኣፈፃፅማ ንምርኣይ ብመሰረት ዝተውሃበ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ተወካሊ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እውን እቲ ትእዛዝ ከምዝተፈፀመ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂበን Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ በባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ምደባ ስራሕን ሂበን። ዝተጀመረ ለውጢ ተጠናኺሩ ንኽቕፅልን ብዝተፈላለዩ እዋናት ዝለዓሉ ናይ ህዝቢ ቅሬታታት ንምምላስን ምሽግሻግ ኣመራርሓታትን ሓደሽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ዘሎ ዘተ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ዘሎ ዘተ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ክሳብ ሐዚ ዝነበረ ጉዕዞን ቀፀልቲ ኣንፈታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ። ክፍለ ከተማ ልደታ ንክፍለ ከተማ ኣራዳ ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ዘረከበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ብምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብዚ ዓመት ብዝተፈለየ ምልክዑ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ። እቲ ሩባ ኣንፈት ኣብ ዝሰሓተሉ ክልል ዓፋር ድማ ዜጋታት ንኽመዛበሉን ንብረቶም ከዓኑን ካብ ምግባሩ ብተወሳኺ ዝባፅሑ ዝራእቲ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ…
ቴክኖሎጂ ዩትዩብ ምስ ቲክቶክ ዝወዳደር ሓዲሽ መተግበሪ ኣብ ህንዲ ክፍትን እዩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩትዩብ ምስ ቲክቶክ ዝመሳሰልን ዝወዳደርን ሓዲሽ መተግበሪ ሰሪሑ ኣብ ህንዲ ክፍትኖ ምዃኑ ገሊፁ። ዩትዩብ ኣብዚ ሓዲሽ ዝዝርግሖ ዘሎ መተግበሪ ሓደ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ካብ 15 ካልኢት/ሰከንድታት ዘይበዝሕ ገይሩ ከምዘዳልውን ምስቲ ብቻይና ዝውነን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣፍሪካ ምርመራ ላብራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም ሰባት ውሽጢ 10 ሚኢታዊ ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ብዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 12 ሚሊየን ሰባት ምርመራ ተገይሩሎም። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ላብራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም ሰባት ውሽጢ10 ሚኢታዊ ዝኾኑ ቫይረስ ኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ምህላዉ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ብዝምልከት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚልን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…