ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ምስ ዘዳለዎ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምጥዕዓም ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ንኽህልዎ ልዝብ ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ሃሊዩዎ ናፃን ዘይሻራዊን ትካል ኮይኑ ንኽንቀሳቐስ ልዝብ ይገብር ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣፈፃፅማ ፀብፃቡ ከምኡ እውን ኣብ ምምሕያሽ ረቂቕ ሰነድ ቃል ኪዳን እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ቱሪዝም ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምዝማን ዘኸእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ዘፈር ቱሪዝም ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምዝማን ዘኸእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብረሃም በላይን ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ። እቲ ባንኪ ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ ዘሎ፥ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብን ብምትሕብባር ኣብ ዝተሰናድአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ጉዳይና ኣብ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ይረአየልና ክብሉ ስምዕታ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ጉዳይና ኣብ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ይረአየልና ክብሉ ስምዕታ ኣቕሪቦም። እቲ ስምዕታ ሎሚ መዓልቲ ናብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ቀሪቦም ኢዩ። ኣብ መጋባእያ ዝተረኸቡ ጉጅለ ላእለዋይ ዓቃቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ምዝገባ ዝግበረሎም ናውቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ምጉዕዓዝ ጀሚሩ ኣሎ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት መጥቃዕቲ ዝፈፀመ ብሕጊ ክሕተት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካይዱ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ሰላምን…
ኮሮናቫይረስ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሕዚ እውን ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝነበረ ዓቕሚ ምትሓዝ እቲ ቫይረስን ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን እናወሰኸ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ሰለስተኣዊ ድርድር ኣብ ዘይተዛዘመሉ እዋን ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቐቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢዜማ ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ማኒፌስቶ ንምድላው ንዘሓለፉ 2 ዓመታት ትኹረት ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ድሕንነት ሃገር ከምኡ እው ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን…