ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ብሪታኒያ ዝግበር ጉዕዞ እንትእግዳ ስዑድ ዓረብ ድማ ዓለም ለኸበረራታት ጠጠው ኣቢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ እንግሊዝ እናተስፋሕፈሐ ዝርከብ ሓዱሽ ቫይረስኮሮና ምኽንያት ብምግባር ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ናብ ብሪታኒያ ዝግበሩ በረራታት ደው ምባሎን ኣፍሊጠን።
ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን፥ ብምኽንያት ዝርገሐ እቲ ሓዱሽ…