ሓበራዊ ኮሚሽን ኢትዮ-ሩሲያ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዝተበፅሑ ስምምዓት ዝርከቡሉ ብርኪ ገምጊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ ኮሚሽን ኢትዮ-ሩሲያ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዝተበፅሑ ስምምዓት ዝርከቡሉ ብርኪ ገምጊሙ።
መራሕቲ እቲ ሓበራዊ ኮሚሽን ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚ፣ ሳይንስን ንግዲን ኣድሂቦም ዘቲዮም።
ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያን ምክትል…