ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ጉጂ ዝተሃነፀ መበል 12 ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምዕራባዊ ዞባ ጉጂ ወረዳ ሱሮ ቡርጉዳ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሱሮ ቡርጉዳ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…