ሕብረተሰብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝልቀቑ ሓበሬታታት ሓቃውነቶም ከረረጋግፅ ይግባእ – ፓርቲ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝልቀቑ ሓበሬታታት ሓቃውነቶም ከረረጋግፅ ከምዝግባእ ፓርቲ ብልፅግና ኣገንዚቡ።
እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ይኹን ኣብ ኢትዮጵያ ብማሕበራዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝፍነዉ ናይ ሕሶት…