ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚን ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብቲ ክልል ግጋሎት መገዲ፣…