ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማላዊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ።
ኣብቲ ፀወታ መስዑድ መሓመድ ፣ ጌታነህ ከበደ ፣ሱራፌል ዳኛቸውን ኣቡበከር ናስርን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት…