ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ታሪኽን ስነ ልቦናን ህዝቢ ኣምሓራ ዘንፀባርቕ ሰንደቕ ዓላማ ተዳሊዩ ተግባራዊ ንክግበር እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኑ። ነባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ኣብ ሆስፒታል ኮተቤ ኤኮ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነሰርዓት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክታበት ፀረ ኮቪድ19 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክታበት ፀረ ኮቪድ19 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። እተን ምክትል ከንቲባ እቲ ለበዳ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ቅድመ ገንባር ብምዃን ነቲ ሕማም ዝከላኸሉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲን ሹቓትን ክትዓፁ እያ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲ፣ ኣብያተ ምግብን ሹቓትን ከምእትዓፁ ተገሊፁ። እቲ ስጉምቲ ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ማርዮ ድራጊ ሓድሽ ማዕበል ቫይረስኮሮና ኣጋጢሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሃዋሳ ንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ዓበይቲ ዓዲ፣ ነበርቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተገበረሎም ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ብዝምልከት ተላዚቦም። ኣብ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ መጋቢት 3 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ብናይ ሕሶት ደረሰይ እናደናገሩ ዝነበሩን ብመፅናዕቲ ዝተፈለዩን ትካላት ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት… Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ሕብረት ኣውሮፓን ሩሲያን ምእታዎም ገሊፆም። ኣብ ጀርመን ከተማ በርሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ናይ መጠቓለሊ ኣኼባ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ብፍላይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ንዘቕርቦም ዝርዝር ሓበሬታታት ከምኡ እውን ተግባራዊ…