Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከቡ ዓመፅቲ ስምምዕነት ሰላም ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከብ ዋና ጉጅለ ዓመፅቲ ኣብ ስምምዕነት ሰላም ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎኦም ን17 ዓማውቲ ዝዘለቐ ጎንፂ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ዘምፅእ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ስምምዕነት ከይዲ ድርድር…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ልምዓት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ። እተን ሃገራት ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግብረኦ ምንቅስቓስ ንምሕጋዝ ዝውዕል…

ኣብ ልዕሊ ኣይተ ልደቱ  ክሲ ክሳብ ዝምስረት መርማሪ ፖሊስ ንክወሃቦ ዝሓተቶ ተወሳኺ ጊዜ  ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መርማሪ ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ከካይዶ ዝፀንሐ ምርመራ ምዝዛሙ ብምግላፅ ዓቃቤ ሕጊ ክሲ ክሳብ ዝምስርት ተወሳኺ 14 መዓልቲ ይወሃበኒ ከብል ንቤት ፍርዲ ዝሓተተ እንትኸውን፥ ቤት ፍርዲ እቲ ሕቶ ኣግባብነት የብሉን ክብል ውድቂ ገይሩ።…

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለያ ክልላት ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለያ ክልላት ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ሶማሌ፣ ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ጋምቤላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንዝርከቡ ኣመራርሓታት እቲ ፓርቲ ኢዩ ዝወሃብ…

ንኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ መሓውር ፌዴራል ካብ ሚኒስትር ክሳብ ምክትል ዳይሬክተር ዘለዉ ልዕሊ 420…

165 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብመስራሕቶም በደልን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን፣ ጉድኣት ኣካልን ስነ-ኣእምሮን ዝበፅሖም ከምኡ እውንምግብን መፅሊን ስኢኖም ዝነበሩ 165 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሊባኖስ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ምስ ማሕበር…

ኣብ ሓዱሽ ስርዓት ትምህርቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ እንትውድኡ ሰብ ሞያታት ክኾኑ ኢዮም – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓዱሽ ስርዓት ትምህርቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ እንትውድኡ ሰብ ዋናታት ሞያ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚንስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ፥ ኣብ ውሽጢ ሓፈሻዊ ዓውዲ ትምህርቲ ንኹሎም ተምሃሮ ኩለመዳይ ትምህርቲ ሞያ ብመሃብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 51 ሺሕ ዛይዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 499 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 468 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ስነ-ርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ኣብ መቐለ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ

አዲስ አበባ ፣ ነሀሴ 24 ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ርዓት ቀብሪ ነብስሄር ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ሎሚመዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መቐለ ዓዲ ሹምድሑን ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ። ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፤ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም…

ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣየተ መለሰ ኣለሙ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኤፍሬም ግዛው ብብርኪ…