ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፌዴራል ንኽጉልብት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፌዴራል ንኽጉልብት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ስርዓት ፌዴራል ኣድሂቡ ምስ ፓርቶታት ፖለቲካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይዛተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያ ፍልጠቶም ኣብ ልምዓት ሃገር ብምውዓል ዕዙዝ ተሳትፎ ክገብሩ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያ ፍልጠቶምን ዓሚቕ ዓቕሞምን ኣብ ልምዓት ሃገር ብምውዓል ዕዙዝ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ላዕለወይቲ ሓላዊት ቤት ምኽሪ ሙሉእ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ ኣብ ከባቢ ሰሜን ኢትዮጵያ እናቐረበ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ ብትካል ተራድኦ እንግሊዝ ኣብ ከባቢ ሰሜን ኢትዮጵያ እናቐረበ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዓዚቦም። እቶም ሚንስትር ኣብ ጎንደር ተረኺቦም እቲ ትካል ንዓለም ለኸ ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ሎሚ መዓልቲ ተምሃሮአን ካብ ሞንጎ ዘመረቓ ዩኒቨርሲቲታት ሓደ ዝኾነ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር፥ ብስሩዕ፣ ብተኸታታሊን ክረምታዊ መርሃ ግብሪን ዝሰልጠኑ 7 ሺሕን 293 ተምሃሮ ኣመሪቓ፡፡ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎጂስቲክስ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንዝተዋፅኡን ኣብ ጉዕዞ ትካላዊ ለውጢ ብፅሒቶም ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን… Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎጂስቲክስ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንዝተዋፅኡን ኣብ ጉዕዞ ትካላዊ ለውጢ ብፅሒቶም ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ኣፍልጦ ሂቡ። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 281 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)281 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም። እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ መናእሰይ ኢዮም። ተወካሊ ዳይሬክተር ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፥ እቶም ስደተኛታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 507 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 951 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 132 ሺሕን 881 ከምዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ተዓዲሉ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ከምዝዓደለ ኣፍሊጡ። እቲ መድሓኒት ኣብ መቐለ ንዝርከባ 4 ሆስፒታላትን ጣቢያታት ጥዕናን፣ ውቅሮ፣ ሀውዜን፣ ዓዲግራት፣ አክሱም ቅድስተ ማርያም፣ ኮረም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋርን ክልል ኣምሓራን ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋርን ክልል ኣምሓራን ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ካብ ዝተርኣየለን ክልላት ሓሊፉ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን እውን ካብ ጂቡቲን ሶማሊያን ዝኣተወ ዕስለ ከምዝተርኣየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባርነት ሚኒሰስትር ሰላም ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን መሰረት ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ኣድሂቦም መግለፂ ሂቡ። ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ፍፁም ሰላማዊ ኮይኑ ንኸሓልፍ፥ ቅድሚ…