ብዘይጋዊ መገዲ ናይ ምስጋር ገበናት ንምምርማርን ንምቕፃዕን ዘኽእል ሰነድ ስርዓት ኣሰራርሓ ተዳሊዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይጋዊ መገዲ ናይ ምስጋር ገበናት ንምምርማርን ንምቕፃዕን ዘኽእል ሰነድ ስርዓት ኣሰራርሓ ተዳሊዩ ኣብ ሞንጎ ሲቪ ፖል ምብራቕ ኣፍሪካ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ከምኡ እውን ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ርክክብ ምግባሩ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣፍሊጡ።…