Fana: At a Speed of Life!

ንቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ዝተገበረ ደገፍ ሰልፊ ቡምባ ብምውርዋር ገበን ግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 5 ተኸሰስቲ ጥፍኣተኛታት ተባሂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)16 ሰነ 2010 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ንቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተገበረ ደገፍ ሰልፊ ቡምባ ብምውርዋር ገበን ግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 5 ተኸሰስቲ ጥፍኣተኛታት ተባሂሎም። እቶም ተኸሰስቲ ጌቱ ቶሎሳ፣ ብርሃኑ…

ኣብ 57 ጣባያታት ትግራይ ዝተርኣየ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ዝኸፈእ ሓደጋ ከየብፅሐ ምክልኻል ይግባእ-ዶክተር ኣትንኩት መዝገቦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ተዋዲድካ ከመይ ምምካት ከምዝከኣል ንህዝብን በቢብርኩ ንዘሎ ኣመራርሓን ኣንፈት ምሃብ ኣገዳሲ ከም ዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 733 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 766 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 733 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ 11 ግድባት ከባቢ ዝርከቡ ነበርቲ ክለዓሉን ጥንቃቐ ክገብሩን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ክምቲ ተተሓሒዙ ግድባት ማይ እናመልኡ ስለዝኾኑ ስራሕቲ ምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ መበዓል መዚ ተፋሰሳት ገሊፁ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ክፍጠር ዝኽእል ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል፥ ኣብ 11 ግድባት ከባቢ ዝርከቡ ነበርቲ ክለዓሉን ጥንቃቐ ክገብሩን…

ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ትኹረት ክግበር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ውሕጅ ብዘላቕነት ንምንካይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲበቦም። እቶም ምክትል ቀዳይ ሚነሲትር ብሓደጋ ውሕጅ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ከይፍጠሩ…

ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ልዕሊ ብር 106 ቢሊየን ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ብር 106 ነጥቢ875 ቢሊየን ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚ እቲ ብር 37 ነጥቢ 38 ቢሊየን ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ፋይናንስን ለገስቲ ሃገራትን ብልቓሕ ዝተረኸበ…

ያጎ ሲልቫ ንጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ቲያጎ ሲልቫ ንእንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቸልሲ ፈሪሙ። ሲልቫ ናይ ምንዋሕ ኣማራፂ ዘለዎ ስምምመዕነት ውዕሊ ሓደ ዓመት ኢዩ ናብ ጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ ዘሎ። ወዲ 35 ዓመት ተኻላኻሊ ቲያጎ ሲልባ ብናፀ…

ን10 መራኸብቲ ሓፋሽ ኤሌክትሮኒክስ ፍቓድ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፤ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት ንዓሰርተ  መራኸብቲ ሓፋሽ ኤሌክትሮኒክስ ፍቓድ ከምዝወሃብ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ጌታቸው ድንቁ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ፍቓድ ካብ ሞንጎ ዝረኽቡ ኣካላት…

ቤት ፍርዲ ኣብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዝተረፈ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ

አዲስ አበባ ፣ ነሃሴ 22 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ናይ እኒ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 14ቲኦም ተጠርጠርቲ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ካብ 4ይ…

ህልኽን ነቓፅ መርገፂን ዝወለዶ ከይዲ መረፃ ጠጠው ብምባል ህዝቢ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ነድሕን – ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣወንታዊ ተግባር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህልኽን ነቓፅ መርገፂን ዝወለዶ ከይዲ መረፃ ጠጠው ብምባል ህዝቢ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ነድሕን ክብል ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣወንታዊ ተግባር ፀዊዑ። እቲ ጥምረት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ መ6ይ ሃገራዊን ክልላዊን…