ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም።
ኣይተ ተወልደ፥ ብግሩፕ ንግዲ ኤኢን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዝተዳለወ ስነስርዓት ተረኺቦም ሽልማቶም…