ቤት ፍርዲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስረት ኣዚዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ዓቃቢ ሕጊ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ።
መርማሪ ፖሊስ እቲ ጉዳይ ንዝተመልከተ ታረኛ ቆፀሮ ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ…