ኣብ ፕሮጀክትታት ፓርክ ኣንድነት፣ እንጦጦን ሸገርን ዝተርኣየ እወንታዊ ውፅኢት ከም ሃገር ዘለዉና ፀገማት ንምቕራፍ ዘኽእል ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ኢዩ- ኣይተ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ካብ ሸገር ክሳብ ሃገር” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ቱሪዝምን ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…