Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ። ገንዘቤ ዲባባ ነቲ ፍርቂ ማራቶን ንምዝዛም ዝወሰደላ ግዘ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 17 ማይክሮ ሰከንድን ኢዩ፡፡ ኬንያዊት ኣትሌት ሼይላ ቼፕኪሩ…

ድሕሪ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እዚ ተግባር ሰለስተ መልክዕ ኣለዎ እዉን ኢሎም። ብመሰረት እዚ ሰብኣውን ማሕበራዊ ድጋፍ፣ ዝተጎድአ መሰረተ ልምዓት…

ጁንታ ህወሓት ንሓሶት ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓል ኩይናትን እንትጥቀመሉ ዝነበረ ጣቢያ ሬዲዮ ድወት ወሪሩን ኣዕኒዩን ሃዲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ህዳር 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ንሓሶት ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓል ኩይናትን እንትጥቀመሉ ዝነበረ ጣቢያ ሬዲዮ ድምፂ ወያነ  ወሪሩን ኣዕኒዩን ከምዝሃደመ ተገሊፁ። ቅልጡፍን ዝተዋደደን ስጉምቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምፅዋር ዘይከኣለ ጉጅለ"ኣነ እንተሞይተ ሳዕሪ…

ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት ዓመተ 2013 ይግምግማ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት ዓመተ 2013 ይግምግማ ኣለዋ። እቲ ሊግ  “ማዕርነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ንናይ ሓባር መዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 15 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ሆቴል ሸራተን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ (አኖካ)  ሙስጠፋ ቤራፍ ተዛቲየን። ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብዚ ንምስታፍ ትማሊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢ ቦርድ መልቲቾይስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢ ቦርድ መልቲቾይስ ኢምቲያዝ ፓቴል ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ዓውዲ ንዝተዋፈሩ ትካላት ብመንፅር ናይ ሓባር ክብሪታት ምፍላጥ ዘለዎም ግደ ብዝምልከት መብርሂ ሂበን። ብተወሳኺ ካልኦት ትካላት መፃኢ…

መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ክልል ዓፋር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ክልል ዓፋር ይኽበር ኣሎ። ኣብ ከተማ ሰማራ ኣብ ዝኽበር ዘሎ እቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ክልል ይሳተፉ ምህላዎም ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ዓፋር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

“ህዝቢ ትግራይ ንጁንታ ህወሓት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትሒዙ እዩ ዝፈንፈኖ” ዋና ፀሓፊ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣይተ ጊደና መድህን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ህዝቢ ትግራይ ንጁንታ ህወሓት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትሒዙ እዩ ዝፈንፈኖ ከብሉ ዋና ፀሓፊ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣይተ ጊደና መድህን ገሊፆም። ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ብስሙ ይንግድ ምህላው ተረዲእዎ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትሒዙ ከምዝተፍኦም…

ዜጋታት ኣሜሪካ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣገዲድካ ክወስዱ ከምዘይግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣመሪካውያን ክታበት ቫይረስኮሮና ንክወስዱ ኣይግደዱን ኢሎም። ማእከል ምቁፅፅር ሕማማት (ሲዲሲ) ድማ ንፈለማ እዋን ኣሜሪካውያን ካብ ናይ ባዕሎም ገዛ ወፃእ ኣብ ውሽጢ ኮይኖም’ውን “መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን…

ናሳ፥ ካብ ወርሒ እምኒ ንዘምጽኣሉ ኩባንያ 1 ዶላር ክኸፍል’ዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሳ ካብ ወርሒ እምኒ ንዘምፅኣሉ ኩባንያ 1 ዶላር ክኸፍል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቅድም ኢሉ፡ ካብ ወርሒ ቅምሶ ሓመድን እምንን ንዘምጽኣለይ ኩባንያ ብርኩት ገንዘብ ክኸፍል'ዩ ኢሉ ስለ ዝነበረ፡ ብዙሓት ዓበይቲ ኩባንያታት ተወዳዲሮም ነይሮም። ኣብዚ…