Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ብስልኪ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝውሰድ ዘሎ ምኽባር…

ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ንሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ሃገራት እቲ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ንሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ሃገራት እቲ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም። ኣምባሳደር ድሪባ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን፣ ኖርዌይን ዴንማርክን መብርሂ…

ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ። እቶም ሰብ ሞያ ህንፀት ፓርክ ኣንድነት መካነ እንስሰሳት ብምቁፅፅር፣ እንስሳት ናብቲ መካነ እንስሳት ክኣትዉ ብምግባርን…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ

ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ። እቲ ጁንታ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 512 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 673 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 512 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 112 ሺሕን 91…

ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝውዝዑ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝውዝዑ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምናን ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ናውቲታትን ደገፍ ገይራ። ብትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ዝከፋፈል ሓደ ካርጎ ሙሉእ ደገፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ ኣሎ። እቲ ደገፍ ኣብ…

ኮሚቴ ወተሃደራዊ ሓበራዊ ጥምረት ኢትዮ ሱዳን ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ መበል 22 ንስር ክፍለ ሰራዊት ሳልሳይ ብርጌድ መበል ሳልሳይ ሻለቃን ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራልን ምስ መበል 13 ከፍለ ሰራዊት መበል 14 ብርጌድ ታሽዓይ ሻለቃ ኣመራርሓ ሱዳን ኮሚቴ ወተሃደራዊ ሓበራዊ ጥምረት ኢትዮ ሱዳን ዘተ ኣካይዱ።…

ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ መድረኽ ዘተ ዳይሬክተር ዋና ቤት ዕዮ ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታትሬና ገላኒ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል 50 ሚሊየን ብር በጀት ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ ኩሉ ከባቢታት ክጅመር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ነዚ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል 50…

ኣብ ክሊ ምኽባር ሕጊ ማሕበረሰብ ዓለም ብምርዳእ ዕዉት ዲፕሎሚያስያዊ ስራሕ ተሰሪሑ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን ብዝምልከት ንማሕበረሰብ ዓለም ብምርዳእ ዕዉት ዲፕሎሚያስያዊ ስራሕ ተሰሪሑ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ቀንዲ…