Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ብሄራዊ ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ብሄራዊ ኦሎምፒክ ኣፍሪካ(አኖካ) ሙስጠፋ ቤራፍ ተዛቲዮም። ኮሚቴታት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሪካ(ኣኖካ) ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ኣብ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኤጀንሲ መረዳእታን ምዝገባ መሬትን መሬት ተንከፍን ከተማታት ፌዴራል ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኤጀንሲ መረዳእታን ምዝገባ መሬትን መሬት ተንከፍን ከተማታት ፌዴራል ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። እቶም ትካላት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ነሕብረተሰብ ግንዛበ ንምፍጣር ብሬዲዮ ብሓባር እናሰርሑ…

ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት 2009 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ ኣብ ዝኸፍአ ድኽነት ዘርከቡ ዜጋታት መግቢ ውሕስንኦም ንምርግጋፅ…

ኮሚቴታት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሪካ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዕለተ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴታት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሪካ(ኣኖካ) ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዕለተ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ክሊ ኦሊምፒክ ስፖርትታት ኣፍሪካ ኣድለይቲ ኢዮም ኣብ ዝበሃሉ ዛዕባታት ክዛተ ኢዩ። አኖካ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ…

ጆ ባይደን ፕሬዚዳንታዊ ስርሖም ምስ ጀመሩ ንኹሎም ኣሜሪካውያን ን100 መዓልቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንክገብሩ ከምዝሓትዎም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25  ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ብምዃን ተመሪፆም ዘሎዉ ጆ ባይደን ዕላዊ ስርሖም ምስ ጀመሩ ንኹሎም ኣመሪካውያን ን100 መዓልቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንክገብሩ ክሓቱዎም ምዃኖም ኣፍሊጦም። መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንዝርጋሐን ምቊፅፃርን ቫይረስኮሮና ዓብዪ ግደ…

ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 30 ታሕሳስ ከምዝዛም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25  ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብመሰረት ዝተቐመጠ ግዜ ሰሌዳ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ኩለን ክልላት ክሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከምዝዛም ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ነዚ ስዒቡ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዝታይን ኣድላዪ ምድላው ብምግባርን እቲ…

ስራሕቲ ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት 48 ኪሎ ሜትሮ ቱርሚ-ኦሞ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስራሕቲ ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት 48 ኪሎ ሜትሮ ቱርሚ-ኦሞ  ከምዝተዛዘመ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 57 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ ንምዝዛም ይስራሕ ዘሎ እንትኸውን፥ ዝተረፈ ክፋል ብፅርየት ንምዝዛም በትኹረት ይስራሕ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላዉ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ንምጉዕዓዝ ሳይናው ምስ ዝተብሃለ ትካል ኣሊባባ ብሽርክና ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ክታበት ደረጅኡ ብዝሓለወ መዝሓሊ ብምንባር ኣብ ሓደ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ኮሚቴ ስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ኢዩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ። ኣብ እተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዝብል…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 595 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 522 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  595 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 111 ሺሕን 579…