Fana: At a Speed of Life!

መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ሆስፒታል እዚ ምዕራብ ንኣባላት ሰራዊት ዝግበር ሓገዝ ሕክምና ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ሆስፒታል እዚ ምዕራብ ንኣባላት ሰራዊት ዝግበር ሓገዝ ሕክምና ተዓዚቡ። ሎሚ ቅነ ኣብ ምዕራብ ትግራይን ጎረቤት ክልል ኣምሓራን ተዘዋዊሩ ስራሕቲ ምርመርኡ እናከናወነ ዝነበረ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ…

ማዕረ ተሳታፋይነትን ተረባሕነትን ጉዱኣት ኣካል ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ዝተኻተተሉ ሕጊ እናተዳለወ ከምዝኾነ ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማዕረ ተሳታፋይነትን ተረባሕነትን ጉዱኣት ኣካል ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ዝተኻተተሉ ሕጊ እናተዳለወ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን። መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል “ድሕሪ ኮቪድ-19 ንጉዱኣት ኣካል ኣካታቲ፣ ምቹው፣…

ምድላው ብሄራዊ መታወቂያ ናብ ተግባር ክእቶ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምድላው ብሄራዊ መታወቂያ ናብ ተግባር ክእቶ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክባት ወፃኢን ሰላምን ገሊፁ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ትልሚን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመትን በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ሚኒስቴር ሰላምን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ኣብ ዝገምገመሉ እዋን…

ኢትጵያን ጀርመንን ክልተኣዊ ርክበን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክባት ወፃኢን ሰላምን ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣኦር ምስ ዝተምሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ቅድም ክብል ዝተፈላለዩ…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ዓውደ ምርኢት ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ምኽንያት ብምግባር መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ዓውደ ምርኢት ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ይካየድ ኣሎ። ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ማዕርነትን ንሓበራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 512 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 512 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑስማን ዲዮንን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ፡፡…

ጉጅለ ህወሓት ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስ ዘይሕጋዊ ተግባር ፈፂሙ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ሃገራዊ ለውጢ ቅድሚ ምምፅኡን ድሕሪኡን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስ ክልላዊ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ ተግባራት ምፍፃሙ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ኣብ ዝኾነሉ ኣግባብ ዘድሃበ ከምዝነበረ…

ቻይና ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ባይደን ፅዕንቶ ንምሕዳር ትፅዕር ኣላ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ቀረባ እዋን ስልጣን ኣብ ልዕሊ ዝዝርከቡ ጉጅለ ባይደን ፅዕንቶ ንምሕዳር ዕሪ እናገበረት ከምዝኾነት ሰብ መዚ ድሕንነት ኣሜሪካ ኣፍሊጦም። ኣብታ ሃገር መሳርሕቲ ትካል ብሄራዊ ድሕንነት ዝኾና ዊሊያም ኢቫኒና ከምዝገለፀኦ፥ ቻይና ኣብ ልዕሊ…