ቢዝነስ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማይሕር ፈተነ ምፍራይ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ በባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቡሬ ብኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝህነፅ ዘሎ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ። ብልዕሊ ብር 991 ሚሊየን ዝተሃነፀ እቲ ፋብሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ብርኪ ፈተነ ከምዝኣተወ…
ስፓርት ውድድር ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ክሽየጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራት ፕሪሜር ሊግ ብቴሌቪዝን ከመሓላልፉ ንዝኽእሉ ትካላት ክሽየጥ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ተወታታት ኩዕሾ እግሪ ፕሪሜርሊግ ኣብ ሞንጎ 16 ጋንታታት ኣብ ሜደአንን ካብ ሜደአን ወፃኢን ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ክዋፅኡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣተሓሳሲበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ጥዕና መናእሰይ ተረኺበን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ጥዕና ዓለምን ዩኒሴፍን ኣብ ኣፍሪካ ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ንኽኽፈታ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለምን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናትን ኣብ ኣፍሪካ ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ንኽኽፈታ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ትካላት ንንውሕ ዝበለ እዋን ኣቢያተ ትምህርቲ ምዕፃው ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ከምዘስዕብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ጠንኪርካ ምስራሕን ኣብ ትግሃት ዝተመርኮዘ ጥንኩር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ዓበይቲ ፕሮጀክትታት ተረኺቦም ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ብክላስተር ኣብ ዝተሓረሰ ሕርሻ መሬት ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሸሸመኔ ብክላስተር ኣብ ዝተሓረሰ ዝራእቲ ሕርሻ ምሸላ ባሕሪ ዑደት ገይሮም። እቶም ብክላስተር እናሓረሱ ዝርከቡ ሓረስቶት ቅድሚ ሕዚ ብዝተበታተነ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 778 ሰባት እንትርከቡ 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 456 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 778 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 35…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 133 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣብ ተግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 1 ሺሐን 553 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝገበሩ እንትኾኑ 133 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 38 ሺሕን 185…