Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን ንምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ትሕቲ ሰሃራ ገለፃ ገይረናለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናሲሴ ጫሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን ንምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ትሕቲ ሰሃራ ማላ ካሃና ካናዳ ገለፃ ገይረን። እተን ኣምባሳደር ኣብ እዋን ገለፀአን፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢዩ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናሳለጠ ዝርከብ፡፡ ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ 6ይ ዓመት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሚኒስትር ታማኖ ሺታ ናብ ኢትዮጵያ ምምፀአን ሓጎስ ከምዝተሰመዐን ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት…

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልተኣዊ ጉዳያትን ኣድሂበን ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ማሪያ ኤሊዛቤታ ካሴላቲ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ዘነቡ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብቲ…

ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ናብ መቐለ ዘኣተወ ጉጅለ፥ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውዳድ ተደላዪ ጉጅለ ህወሓት እናሃደነ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ። ብመሰረት እዚ ሰለስተ ኮንቴይነር ጠበንጃ፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ጠያይቲ፣ ክላሽንኮቭ፣ ስናይፐር፣ መንብዒ ቡምባን ፈንጅታትን ተታሒዞም ኣለዉ። ብተወሳኺ…

ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ተጠርጣሪ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ብምቕራብን ጎንፂ ብምቕስቃስን ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ንምፍራስ እንትንቀሳቐስ ነይሩ ኢዩ ብምባል መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ…

ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ጀሚሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ከምዝተጀመረ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ብኽፋል ዝተጀመረሎም ከባቢታት ዳንሻ፣ በተርካን፣ ሑመራ፣ ሸራሮ፣ ማይፀብሪን ማይካድራን ኢዮም። ኣብ…

መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ብምዝዛም ናብ ልምዓት ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና-ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብምዝዛም ናብ ናይ ልምዓት ስርሑ ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ከምዝቕፅሉ ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ከምዝተፈቐደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብገበን ተጠርጢሮም ሒሳቦም ንኸይንቀሳቐስ ካብ…