ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡና ኢትዮጵያ እታዎታት ብምውሳኽ…