ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ እናፈፀመ ዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝተጠናኸረ ስጉም አናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣብቲ ዞባ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ እናፈፀመ ዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝተጠናኸረ ስጉም አናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣብቲ ዞባ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ሓይሊ፥ ዘለዉ ፀገማ ካብ ሱሮም ንምፍታሕ ናይ ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን እዋን…