ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱርክ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡክ ኣብ ቱርክ ከተማ ኢስታንቡል ቢዝነስ ካውንስል ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ምስ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ንኸውዕል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ከውዕል ከምዝግባእ ባይቶ ወከልቲ ሀህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን እቲ ባይቶ፥ ምንቅስቓስ ስራሕቲ እቲ ኢንስቲትዩት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ፤ አሓደ ጉዳይ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዘፍለጦ፥ እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ ኢዩ፡፡ እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፦ ማእኸል መሐገዚ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ንተሓከምቲ ህፃናትን ስድረኦምን ስቓይ ንምንካይ ብናፃ እናሃቦ…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 463 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 305 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 919 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 463 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 129 ሺሕን 455 ከምዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ስዩም መስፍን ፣ ኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴኔን ኣይተ ኣባይ ፀሃዬን ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣይተ ስዩም መስፍን ፣ ኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴኔን ኣይተ ኣባይ ፀሃዬን ሓዊሱ ኣመራርሓታት ጁንታ ተደምሲሶም። ሓላፊ መምርሒ ምውፋር ሰራዊት መክልኻል ብርጋዴር ጀነራልተስፋየ ኣያሌው፥ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለይ ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ኣይተ ሃይለማርያም ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እው ሓበራዊ ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ናፅነት ዓፋር ብምጥቃም ናብ ጂቡቲ ንምስጋር ዝተወጠነ ትልሚ ፈሺሉ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሰራዊት ምክልኻልን ክልል ዓፋርን ተዋዲዶም ብዝገበሩዎ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ እቲ ጁናት ዓወት ብምሕፋስ ምኽኣሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። ህወሓት ንመፈፀሚ ናይ ጥፍኣት ዕላምኡ ልዕሊ ሓደ ዓመት…
ኮሮናቫይረስ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስ ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን። እቲ ጉጅለ ምንቅስቓስ ብውድብ ጥዕና ዓለምን ምትሕብባር ክታበትን ዝምራሕ እንትኸውን፥ ክታበት ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እናተሃነፁ ካብ ሞንጎ ዝርከቡፓርኪታት ሓደ ዝኾነ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ ካብ መሪሕ ሕርሻ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ዝተዋደደ ስግግር ንምስላጥ፥ መንግስቲ እናተግበሮም ዝርከቡ ተግባራት ሓደ ዝተዋደደ…