ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝካየድ ናይ ሓባር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 982 ሰባት እንትርከቡ 19 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 769 ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 982 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 29 ሺሕን…
ኮሮናቫይረስ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕን ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ናሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕ ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ገይሩ። ረብሓ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ዘፋልጥ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላ ተገይሩ…
ቢዝነስ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንከተማ ባህርዳር ብር 42 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 42 ሚሊየን ንከተማ ባህርዳር ሓገዝ ገይሩ። ኣብቲ ዝተገበረ ሓገዝ ኣድሂቡ ድማ፥ መተሓባበሪ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረሰ ኮረና ዶክተር ሙሉነሽ ኣበበ፣ ሓላፊ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ፀገማት እቲ ዓውዲ ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ኣብ ኣሰራርሓ እቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ገሊፁ። ስትራቴጂ 10 ዓመት ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ብብርኪ ሃገር እናተዳለወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መኣዲ ንሃገር” ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ኢትዮጵያውያን፣ ትልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያንን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተገበረሉ እዋን፥ “ገንዘብ፣ ፍልጠትን ጉልበትን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 1 ሺሕን 652 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 252 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 652 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ትማሊ ቁፅሪ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐመጡ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝፍፅሞም ዘለዉ ተግባራት ከምዝድግፉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ምስ ዝቐመጡ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ዓለም ለኻዊ ትካላትን ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ከንቲባ ብዋናነት ኣብ ምገባ ተምሃሮ፣ ማእኸላት ስራሕቲ ኢደጥበበን ኣይኖን ሓዊሱ ካልኦት ኣብታ ከተማ…
ቢዝነስ 23 ሺሕ ግራም ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እንትወፅእ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)23 ሺሕ ግራም ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እንትወፅእ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ መጠን ወርቂ ናይጄሪያዊ ዜግነት ዘለዎ ውልቀ ሰብ ካብ ሃገር ንምውፃእ ኣብ መገዲ ኣየር ቦሌ ከምዝተትሓዘ እቲ ሚኒስቴር ተዛሪቡ። እቲ ውልቀ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ነዳዲ ዝፀዓና ኣርባዕተ መራኽብ ኢራን ዓጊታ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ነዳዲ ፅዒነን ናብ ቬንዝወላ ዝጓዓዛ ዝነበራ ኣርባዕተ መራኽብ ኢራን ከም ዝሓዘት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ፍትሒ እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ነተን ነዳዲ ዝፀዓና መራኽብ ብዕውት መገዲ ከም ዝሓዘን ኣፍሊጡ ኢዩ። እንተኾነ እተን ነዳዲ ዝፀዓና መራኽብ…