Fana: At a Speed of Life!

ብሪታኒያ ክታበት ፒፋይዘር ካብ ዝመፅእ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ረብሓ ክውዕል ፍቓድ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ብፒፋይዘር/ባዮኤንቴክ ዝፈረየ ክታበት ቫይረስኮሮና ብስፍሓት ኣብ ኣገልግሎት ክውዕል መረጋገፂ ፍቓድ ዝሃበት ፈላሚት ሃገር ኮይና። ኤጀንሲ ቁፅፅር ኣፋውስን ናውቲ ሓለዋ ጥዕናን እታ ሃገር ከም ዘፍለጦ እቲ 95 ሚኢታዊት ካብ ኮቪድ-19…

ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ እቲ ህዝቢ ንጁንታ ህወሓት ብምውጋዝ መልእኽቲታት ኣመሓላለፉ። ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስጋና ብምቕራብ፥ ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ጎድኖም ከምዝስለፉ…

ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀክት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ። ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ዘተ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ናብቲ ፕሮጀክት ዝተሓወ3ሱ 72 ከተማታት ናብ ተግባር ምእታው ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1: 30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ፍሉይ ስሙ ኣደባባይ ጎርጎርዮስ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓደ መዋህለሊ/ገንዳ…

ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘናታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ሓላፊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘነታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሕጊ ናይ…

ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኡን ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ከባቢ ኒውዮርክ፣ ኒውጀርሲን ኮኔክቲከትን ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኣብ ክልል ትገራይ ብዛዕባ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ገበነኛ ጉጅለ…

ምርጫ 2013 ቁልፊ ምዕራፍ ሽግግር ብዝብል ርእሲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርጫ 2013 ቁልፊ ምዕራፍ ሽግግር ብዝብል ርእሲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተረኺቦም። እቲ ምርጫ ነፃ፣…

ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ጅግና ጓል ኣነስተይቲ ቱሪዝም ኣፍሪካ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ጅግና ጓል ኣነስተይቲ ቱሪዝም ኣፍሪካ 2019 ብምዃን ተሓሪየን። ነቲ ምርጫ ዕላዊ ዝገበረ ኣብ ጋና ዘርከብ ስትሪት ኦፍ ጎልድ ፋውንዴሽን ዝተብሃለ ትካል ኢዩ ተባሂሉ። ስነ ሰርዓት ሽልማት ድሕሪ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፓርፋይት ኦናንጋ ተዛቲዮም። መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ እዋን እቲ…

ብጁንታ ህወሓት ዝተወረረ ናውቲ መሊስካ ንምትካእን ህዝቢ ግቡእ ኣገልግሎት ንክረክብን ክንሰርሕ ኢና-ዶ/ር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብጁንታ ህወሓት ዝተወረረ ናውቲ መሊስካ ንምትካእን ህዝቢ ግቡእ ኣገልግሎት ንክረክብን ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶ/ር ሙሉ ነጋ ገሊፆም። ዶክተር ሙሉ ነጋ፥ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ምስ…