ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስከሬን ኣጊቱ ጉደታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነሽ ኣበቤን ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣይተ ጃንጥራር አባይ ሓዊሱ ቤተሰባን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ…
ቢዝነስ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ዘፍለጡን ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ፦ ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ - 30 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 616…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣመራርሓ ዞባ መተከል ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልልን ዞባ መተከል ንኣመራርሓ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ። ዓለም ለኻዊ፣ አህጉራዊ፣ ሀገራዊን ክልላዊን ትሕዝቶ ዘለዎን ብቪዲዮ ተቐሪፁ ዝቐረበ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ እውን ነቶም ሰልጠንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ኣባይ ወልዱን ምክትል ፕሬዚዳንት ዶክተር ኣብራሃም ተኸስተን ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ጥምር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ ኣብ ዲፕሎማሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ሳይንስን፣ ዓለም ለኸ ማዕቐፍ ፖሊሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ትካላትን ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሳሚያ ምስ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ዶሃ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር አምባሳደር ሳሚያ ዘካሪያ ምስ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብደልራሂም ኣልሲዲግ ሞሓመድ ጋር ኣብ እዋናዊ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ኣብ እዋናዊ ዶብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ። ጉዳያት መረፃ ምስ ዝከታተሉ መጋባእያታት ትፅቢት ዝግበረሎም ግደን ሓላፍነትን ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ፡፡ እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክረምቲ ካብ ዝለምዑ ዝራእቲ ኣብ 9 ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ 13 ነጥቢ 4 ሄክታር መሬት ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ኣብ ትሽዓተ ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ኢሳይያስ ለማ፥ ኣብ ክራማት ዓመተ 2012/2013 ኣብ…