ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ንምስራሕ ትሰማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ዘቲዮም።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶን ከምኡ እውን ኣመራርሓታት…