Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 565 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 19 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 367 ሰባት ብዘተገበረ ምርመራ ላባራቶሪ 19 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብቶም ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እቶም ኣርባዕተ ወገናት ምስ…

ባይቶ ክልል ደቡብ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ደቡብ ኣብ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ። ንሰለስተ መዓልቲ ከካይድ ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝዛዘሞ ጉባኤ እቲ ባይቶ፥ ካብ ሽመት ዳያኑ ብተወሳኺ ክልተ ኣዋጃት እውን መርሚሩ ኣፅዲቑ…

ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ውዒሉ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂታት ከይፍጠሩ ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ከምዘውዓለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ዘለዉ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል…

ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርህክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ጣሰው ቻለው፥ ኣብቲ ክልል ወረዳ ሶፊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝገበሩዎ ዝተዋደደ ስራሕ 35 ሸጓጉጢን 2…

ተበግሶ ሰናይ ስራሕቲን ተግባራት ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተበግሶ ሰናይ ተግባራትን ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ መደርበዪ ጓሓፋት ዝነበሩ ከባቢታት ብሰናይ ተበግሶ ናብ ምቹው…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘጋጠሙ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይሳለጥ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም። ኣብቲ መድረኽ…

ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 49 ሺሕን 65 ሰባት ጉድኣት በፂሑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 49 ሺሕን 65 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮግራም ውሕስነት ምግብን ምክልኻል ሓደጋን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና…

ቻይና፣ ሩስያን ኢራንን ንፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ክፀልዋ ይሰርሓ ኣለዋ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፣ ሩስያን ኢራንን ንፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ክፀልዋ ፃዕሪ ዝገብራ ዘለዋ ሃገራት ምዃነን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ኣሜሪካ ዊልያም ኢቫኒንያ ተዛሪቦም። እቲ ዝወፅአ መግለፂ፥ እተን ሃገራት ብግሁድን ብሕቡእን ኣገባብ ነቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ፅልዋ…

ኣብ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዘይምርግጋዕ ንምፍጣር ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 121 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ወረዳ ጉባ ጉንፂ ብሄርን ዘይምርግጋዕን ንምፍጣር ዓሊሙ ይንቀሳቐስ ናይ ዝነበረ ጉጅለ ኣካል ኢዮም ዝተብሃሉ 121 ተጠርጠርቲን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናትን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…