ከይዲ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ኩሉ ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 19፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ኩሉ ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ።
እቲ ሚኒስቴር ዝርገሐ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ኣመልኪቱ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ተዛቲዩ
ኣብቲ ዘተ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ትምህርቲ…