ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕያሽ ኣተሓሕዛ ሰብዓዊ መሰላት ዕላማ ዝገበረ መበል 12 ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብመምርሒ ለውጢ ዝተቓነየ ኣተሓሳስባን ብሞያ ስነ ምግባር ብምሕጋዝ ኣተሓሕዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ። እቲ ገምጋም ብመንፅር ኣብታ ከተማ ዝተቐመጠ ሽቶ ዝተቓነዩ ከምዝኾኑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጦም፡፡ ምክረትል ከንቲባ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥማዕ ደም ካብ ሞንጎ ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ተረኺቡዎም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 11 ክሳብ 17 ለካቲት ካብ ሞንጎ ጥማዕ ደም ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ከምዝተረኸቦም ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ 79 ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 3 ሺሕ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውሎም ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ክልል ቱት ኮር ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ተጠርጠርቲ…
ስፓርት ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 8 ደቒቕ 22 ሰከንድን 65 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዋቲት ኮይና፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ጀምስ ዱድሪጅ ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሓሳብ ተለዋዊጦም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ'' ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል ዝተገበረ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ-ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ መበል 46 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተፀጊኑ ናብ ኣገልግሎት ንኽበቅዕ ተገይሩ ኢዩ። ካብ 9 ለካቲት ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ተቛሪፁ…