ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያን ኬንያን ዝወቕዐ ዝናብ ንምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣምበጣ ዓቢዪ ምኽያት ክኸውን ይኽእል ኢዩ – ፋኦ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያን ሰሜናዊ ኬንያን ኣብዚ ሰሙን ዝወቕዐ ቀሊልን ማእኸላይን ዝናብ ንምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ዓቢዪ ምኽያት ክኸውን ከምዝኽእል ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም /ፋኦ/ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ከምዝገለፆ መጠን እቲ ዝናብ ትሑት…