ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ክሳበ ሕዚ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብቲ ክልል ካብ ውሽጢ ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ መበል 225 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኢዩ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን135 ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ዘመልከቱን ዓለም ለኸ መለክዒ ዘማልኡን 11 ዓለም ለኸ ኣባላት ሚዲያ ዝርከቡዎም ን135 ዓለም ለኸ ትካላትን ሰራሕተኛታትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣመራርሓታት ወረዳ ጉባ ድርብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ተገንዚቦም ንኽሰርሑ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣመራርሓታት ወረዳ ጉባ ድርብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ተገንዚቦም ክሰርሕ ይግባእ ከክብል ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኣተሓሳሲቡ። ወረዳ ጉባ እቲ ዘዓበየ ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ እናተሰርሐሉ ዝርከብ ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ዝተመርሐ ሉኡኽ ኣብ ማሊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ወይዘሮ ስመኝ ውቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ኣብ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገረ ማሊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ኣብ ካይስ ሪጅን ሳዲዮላ ዝተብሃለ ከባቢ እታ ሃገር ዘሎ መፍረዪ ወርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዘውፅኡ ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዉ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዘውፅኡ ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዉ ኣብ መቆፃፀር ጣቢያ ቱሉ ዲምቱ ተታሒዞም። እቶም ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን 13 ለካቲት 2013 ዓ.ም ለይቲ ብዝተገበረ ፍተሸ ኢዮም…
ስፓርት ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 17፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ብሕታዊት ሽቶ ሃዲያ ሆሳእና ካሉሻ ኣልሃሰን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ነቲ ሊግ እናመርሐት…
ኮሮናቫይረስ ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ። ኮቫክስ ንጋና 600 ሺሕ መጠን ዘለዎ ክታበት ቫይረስኮሮና ምሃቡ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ክታበት ኣብ ብሪታኒያ ዝማዕበለ ክታበት ኦክስፎርድ ኣስራዜኒካ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ጋና እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሂሩት ካሳው መበል 125 በዓል ዓድዋ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንምኽባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው መበል 125 በዓል ዓድዋ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንምኽባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን። ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓ ድማ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኤም ኤፍ ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ዓለም (አይ ኤም ኤፍ) ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ፡፡ ብሶሊና ጃይን ቻንድራ ዝተመርሐ ጉጅለ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ…