Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ስርዓት ተበፃሕነትን ቁፅፅርን፣ ዝርገሐን ፍትሓዊነት ዕድጊትን ቀረባት ነዳዲን ውፅታት ነዳዲን ከምኡ እውን ኣብቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ – ጭዳ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ - ጭዳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መጀመሪ እቲ ፕሮጀክት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይ ደመቀ መኮንን…

ልኡኻት ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ኳርን ድሕሪ ሰለስተ ዓማውቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኻት ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ኳርን ድሕሪ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ኩዌት ተራኺቦም ምዝታዮም ተገሊፁ። ኣባል ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ወሽመጥ ባሕሪ ዝነበረት ኳር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2017 ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ኩለመዳይ ማዕቐብ ተነቢሩዋ ፀኒሑ…

ቻይና መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዌንቢን ሃገሮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…

ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማብምዃን ብዕሊ ነታ ጋንታ ተረኪቦም ተባሂሉ። እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ጋንታ ወልዋላ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሓዊሱ ንጋንታታት ኣዳማ ከተማ፣ ፋሲል ከነማ፣ ወልዲያ ከተማን ጅማ ኣባ ጅፋርን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀጠናዊን ኩለመዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም። ብተወሳኺ ኢትዮጵያን ውድብ…

ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋራሕ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ምቹዋት ኩነታት፣ ዕናቅፋታት፣ ምንቅስቓሳት ማሕበራዊ ሓላፍነት፣…

መበል ሻድሻይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ዝፍፅም መበል ሻድሻይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተጀሚሩ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ፥ መዓልቲ ንይል ኣድሂቦም መፅናዕታዊ ፅሑፍ ኣቕሪቦም። ሃገራት ተፋሰስ ናይል ከባቢያዊ ፣ታሪኻዊን…

338 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)338 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጅዳ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይሩሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንክልተ ሙሁራት ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንክልተ ሙሁራት ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ ዘሎ ብክፍሊታት ትምህርቲ ኬሚስትሪን ታሪኽን መምህርን ተማራማሪን ንዝኾኑ ዶክተር መዓርግ ኣማረን ዶክተር ተመስገነ ገበየሁን ምዃኑ…