ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያውያን ነፋልጥ ብዝብል ንክልተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያውያን ነፋልጥ ብዝብል ንክልተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ፥ ካብ 21 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክሳብ 14 ለካቲት 2013 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ቱሪዝም፣ ዝተፈላለዩ…