Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣባላት መራሕቲ ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዘሳለጡዎ ዘተ ኣድሂቡ መግለፂ ኣውፂኡ። እቲ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓልቲ 6 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተትሓዘ መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓልቲ 6 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ መቐለ ከባቢ ጮምዓ ኣብ ዝተገበረ ምትካል ፈልሲ ዝተረኸቡ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግዲን ኢንዱስትሪን ክልል…

ኣብ ኣፍሪካ ዘሎ ቅልጣፈ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዘሎ ቅልጣፈ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ሓላፊ ህፁፅ ጉዳያት ውድብ ጥዕና ዓለም ማይክልራያን፥ እቲ ለበዳ ኣብ ኣፍሪካ ኣዝዩ እናሰፍሐ ምምፅኡ ኣዝዩ ዘሻቕል ጉዳይ እዩ ኢሎም።…

ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናዛየደ ካብ ምምፅኡ ብተወሳኺ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ቁፅሮም ወሲኹ ኣሎ-ዶ/ር ሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናዛየደ ካብ ምምፅኡ ብተወሳኺ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ቁፅሮም ምውስኹ ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ኢትዮጵያ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ…

መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንዓለም ግንዛበ ንምፍጣር ዘኽእል ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንዓለም ግንዛበ ንምፍጣር ዘኽእል ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ኢትዮጵያውያን ትማሊ ተጀሚሩ። “ኣባይ ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ እቲ ወፍሪ፥ ክሳብ ዕለተ ዓርቢ ክቕፅል ኢዩ።…

መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓ ንቁጠባ እቲ ዞባ ንምሕዋይ ዝውዕል 859 ቢልየን ዶላር ኣፅዲቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ንዘጋጠመ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምሕዋይ ዝውዕል 859 ቢልየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቖም። ብመሰረት እዚ ነተን 27 ሃገራት ዝጥርንፍ መድረኽ ዝርርብ ዝመርሑ ዝነበሩ ቻርለስ ሚኪል፥ እቲ ባጀት ንኣውሮፓ ወሳኒ ኢዩ…

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ንምዝታይ ሎሚ ኣኼባ ከካይዱ’ዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ደንቢ ምምላእን ምስዳድን ማይ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንምዝታይ ሎሚ ሰሉስ “ብኦንላይን” ኣኼባ ከካይዱ'ዮም። እቲ ኣኼባ ኣብ መንጎ ሃገራት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ክካየድ ዝፀንሐ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፍረ ስለዘይምፀአ'ዩ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 304 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 56 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 304 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት 157 ካብ ኣዲስ ኣበባ ፣ 36…

ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝተፈተነ ክትባት ፀረ-ቫይረስ ኮሮና ዓቕሚ ምክልኻል ሰባት ከመሓይሽ ምኽኣሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዩኒቨርስቲ ኦክስፎርድ ዝተዳለወ ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈቲኑ ፅቡቕ ውፅኢት ምምፅኡ ተገሊፁ። በቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተሰናድአ እቲ ክትባት ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ሰባትን ከምዘመሓይሽ ምርግጋፁ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን የጋጥም ዝነበረ ውሕጅ ብምትራፍ ተወሳኺ ቦታ ሕርሻ ክረኽቡ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ሱዳን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን የጋጥም ዝነበረ ውሕጅ ብምትራፍ ተወሳኺ ቦታ ሕርሻ ክረኽቡ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ሱዳን ተዛሪቦም። ኣልጀዚራ ዘዘራረቦም እቶም ሓረስቶት፥ ግድብ ህዳሰ ኣብ “ግሬት ዳም” ግብፂ ከበቢ ዝርከብ ቦታ ዝተስተኻኸለ ፍሰት ማይ…