ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1ይ ስሩዕ ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ከምኡ እውን ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘፈር ፍትሒ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፍትሒ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘፈር ፍትሒ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት እቲ ክልል ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፍትሒ ዘተ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ 13 ዞባታት እቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ሓዲሽን ተሪርን ስጉምቲ ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማፎዛ ብሰንኪ እቲ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ቅልጡፍ ምልባዕ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተሪር እገዳታት ዕፅዋ ኣዊጁ። ብመሰረት እቲ ሓዲሽ ሕጊ ኣብ ውሽጢ ገዛ ይኹን ካብ ገዛ ወፃኢ ምትእኽኻብ ኩልኩል እንትኸውን፥ ካብ ሰዓት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 281 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 171 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 281 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 123 ሺሕን…
ስፓርት ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሰበታ ከተማ ተራኺባ 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እተን ሸቶታት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ መድረኽ ዘተ ዳያስፖራ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣባላት ዳያስፖራ፣ ኣመራርሓታት ኮሙዩኒቲን ዝተፈላለዩ ውዳበታትን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ኣካላት ሚዲያን ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽዘተ ኣካይዱ። ኣብ ዳያስፖራ ዝተፈጠረ ስምዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ትሕዝቶ ግልጋሎታት መገዲን ወደብን ከምኡ እውን ጣቢያታት መዕረፊ መኪናን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ትሕዝቶ ግልጋሎታት መገዲን ወደብን ከምኡ እውን ጣቢያታት መዕረፊ መኪናን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣበው ጅቡቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ወደባት ጅቡቲ ኣቡበከር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ከማልኡ ዝግበኦም መለክዒታት ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 13 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ብመሰረት ዘውፀኦ መግለፂ ከማልኡዎም ካብ ዝግበኡ መለክዒታት ካብ ሞንጎ ዝተሓተቱ ፓርቲታት ፖለቲካ እቶም ኣርባዕተ ዘማልኡ እንትኾኑ ነቲ መለክዒ ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፤ ልምዓት ዘላቒ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ክልል ትግራይ ብዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ባንኪ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ኣፍሊጦም። ግዚያዊ…