ሰላምን ድሕንነትን ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ምትሕብባር ሃገራት እዚ ቀጣና ወሳኒ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ምትሕብባር ሃገራት እዚ ቀጣና ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ ተዛሪቦም።
መበል ሳልሳይ ፎረም ቀጣናዊ ጂኦ-ፖለቲካ ቀይሕ ባሕሪ፥ “ሃገራት ቀጣና ቀይሕ ባሕርን…