ኣፍሪካ ኣብ ቅድሚ ዓለም ብርእሳ ዓቕሚ ለውጢ ናይ ምምፃእ ዓቕሚ ሒዛ ክትቀርብ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣፍሪካ ኣብ ቅድሚ ዓለም ተደራዳሪት ኣካል ዘይኮነትስ ብርእሳ ዓቕሚ ለውጢ ናይ ምምፃእ ዓቕሚ ሒዛ ክትቀርብ ኣለዋ ኢሎም፡፡
ካልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ‘ዓለም ለኸ መፍትሒታት ንብረት ኣይር ምቅልጣ፣…