Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ። እቲ ውድብ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ንምትእኽኻብ ዝሓተቶ መጠን ገንዘብ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝሓተቶ መመጠን ዝለዓለ ቁፅሪ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…

ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 2 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 2 ሚሊየን 14 ሺሕን 738 ከምዝበፅሕ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወት 76 ሺሕን 822 ሰባት ከምዝሓለፈ እውን ፀብፃብ መርበብ ሓበሬታ ወርልድ ኦሜትር የረድእ። ኣብ መላእ…

ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ድሕሪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተመዲቦም ትምህርቶም ክጅምሩ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ድሕሪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተመዲቦም ትምህርቶም ክጅምሩ ከምዝግበር ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ሂሩት…

ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ክካየድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ከምዝካየድ ግዚያዊ ዋና ፀሓፊ ኮንፈደሬሸን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዓብደል ባህ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መግለፂ ክህቡ እንከለዉ፥…

ኣመራርሓ ኦፌኮ ኣይተ በቀለ ገርባን ኣይተ ጃዋር መሓመድን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ስዒቡ ኣስከሬን ብምምንዛዕን ሁውከት ብምፍጣርን ዝተጠርጠሩ ኣይተ በቀለ ገርባን ኣይተ ጃዋር መሓመድን ሓዊሱ ካልኦት ውልቀ ሰባት ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ልደታ ምድብ ቀዳማይ ቤት ፍርዲን ኣራዳ…

ቤጂንግ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ሙስሊማት ዩገርስ ዑደት ንክገብሩ ኣንጊዳ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤጂንግ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ሙስሊማት ዩገርስ ዑደት ንክገብሩ ኣንጊዳ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ሁዋ ቹንዪንግ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ንዑደት ናብ ሺንጂያንግ…

ሕብረተሰብ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ንህንፀት ግድብ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ህዝባዊ ኣተሓባባሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ  ገሊፁ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገርና ካብ ዘጋጥም ንነዘ ልዕሊ 190 ሚሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ እቲ ቤት ምኽሪ…

ፖለቲካዊ ኮነ ካሊእ ናይ ኣረኣእያ ኣፈላላያት ኣብ ጉዳይ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳስ ቦታ ከምዘይብሎም ምሁራን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖለቲካዊ ይኹን ናይ ብሄርን ካልኦት ኣፈላላያት ኣተሓሳስባን ኣብ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ጥቕምን ቦታ ከምዘይብሎም ምሁራን ዩኒቨርስቲ ራያ ገሊፆም።   መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ እኹል ግንዛበ ጉዳይ እቲ ግድብን ሃገራዊ…

መራኸብቲ ማዕኸናት ደንቢ ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት ብምኽባር ጎንፂ ንከይፍጠር ሞያዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መራኸብቲ ማዕኸናት ደንቢ ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት ብምኽባር ጎንፂ ንከይፍጠር ሞያዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሉ፡፡ እቲ ቤት ቤት ምኽሪ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ብቕንፀላ ኣይቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተሰመዖ ዓሙይቕ ሓዘን…

ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ቦርድ ኣይተ ጴጥሮስ ወልደሰንበት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ መናእሰይ ኣብ መሀደሲ…