ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲየን።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ንተወካሊ ኣፍሪካ እቲ ኤጀንሲ ለሊሴ ቤትጀስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ገለፃ…