ማይ ተበኪሉ እናተብሃለ ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይ ተበኪሉ እናተብሃለ ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ሓሙሽተ ማእኸላት መፃረዪ ማይ ብዝገበሮ ምርመራ ላቦራቶሪ ኩሎም ማእኸላት…