ፀገማት ኣፍሪካዊያን መፍትሒኦም ብኣፍሪካዊያን ክረኸቡ ኣለዎም – ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብደልማዲድ ተቦኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀገማት ኣፍሪካዊያን ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ክረኸቡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብደልማዲድ ተቦኒ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝገለፁ፥ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ፌዴሪኢ ብምዃን ኣብ ኣልጀሪያ እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣምባሳደር…