ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ኣብ ዓውዲ ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ንዝተዋፈሩ መሃዝቲ ስራሕ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ደቡብ ብምጥቃስ ኣፍሊጡ። ንዓመታት ዝተሃነፁ ጣቢያታት ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ውሕስና ንክወፅኡ ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ዋሕስ ንክወፅኡ ፈቒዱ። ኣብ ትሕቲ ናቶም መዝገብ ዘለዉ ከልተ ተጠርጠርቲ ድማ 30 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን። ካብቲ ሓገዝ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 18 ሚሊየን ዶላር ናይ ኣሜሪካ እቲ 6 ሚሊየን ዶላር ድማ ናይ ስዊድን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣሜሪካ ዝገበረቶ ደገፍ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ። እቲ ቦርድ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ስቪክ ማሕበራት፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ከካይዶ ናይ ዝፀንሐ ዘተ ውፅኢቱ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰላምን ልምዓትን እንበር ንኦነግ ሽኔ ቦታ ኣይብልናን-ህዝቢ ከተማ ደምቢ ዶሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበርቲ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ኣካላት ፀፅታን ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢ ዶሎ ወፍሪ ምእላሽ ኣባላት ኦነግ ሽኔ ኣካይዶም። እቲ ዳህሳስ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኦነግ ሸኔ ኣብቲ ከባቢ እናፈጠሮ ዝፀንሐ…
ዝንቕ ፋና ኣብ ህንዲ ብሰንኪ ፖሎቲካዊ ኣፈላላይ ዝተበተነ ሓዳር 10 ዓመት Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ህንዲ፡ ልዕሊ 10 ዓመት ዝገበረ ሓዳር ክልተ ፖሎቲከኛታት፡ ሰበይቲ ናብ መቐናቐንቲ ሰልፊ ብምጽንባራ ናብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ፡ ኣባል ባይቶ ናይ'ቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዝምራሕ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርሑስ በዓል ልደት ይኹነልኩም ክብሉ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ታሪክ ብዘይምምሃር ኣብ ዕንክሊል ብሓዊ ምፅዋት ብዛዕባ ዘእትወና ተግባር ንምቅላስ ተዋዲድና ንስራሕ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝበፅሐ ሕልፈት ህይወትን ጉድኣት ኣካልን ብዝምልከት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ሞት ብፍፁም ክንላመድ ኣይብልናን እወን ኢለን። ኣብ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣጽቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቨርጂኒያ ጋምባ ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ…